SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
SBS
Categorias: Noticias y política
Escuchar el último episodio:
ንሎሚ ሓሙስ 28 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ምስ ኣቶ መሓረና ይከኣሎ ብዛዕባ መድሕን ወይ ኢንሹራን፡ ዕዳን ካልእ ምስ ፋይናንስ ዝተሓሓዝ ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት መቐጸልታ ኣለና፡ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና። ነፈርቲ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኢሜረትስን ንሕምጢጥ ካብ ምግጫው ድሒነን ተባሂሉ። ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ: ንግዲ ዘይንቀሳቀስ ንብረት ንናይ ወጻኢ ዜጋታት ከምትኸፍት ኣፍሊጣ። ካልእን ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ኣለና። ዝመጽእ ዘሎ ሰንበት ብ ኣቆጻጽራ ፈረንጂ በዓል ትንሳኤ እዩ፡ ነዚ ምኽንያት ብምግባር “ኣብ ኣውስትራሊያ፡ በዓል ትንሳኤ ብኸመይ'ዩ ዝበዓል፧” ዝብል ትሕዝቶ ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ዓመታዊ መጠን ዝቕባበ ኣውስትራሊያ ኣብ ወርሒ ለካቲት 3.4 ሚኢታዊት ኮይኑ ቀጺሉ ከምዘሎ ቤት ጽሕፈት ስታቲስቲክስ ኣፍሊጡ። በዓል ትንሳኤ እናቐረበ ኣብዝመጻሉ ዘሎ: ኣውስትራልያውያን ዋጋ ቸኮላታ እናወሰኸ ይኸይድ ከም ዘሎ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም ። ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። ኢትዮጵያ: ንግዲ ዘይንቀሳቀስ ንብረት ንናይ ወጻኢ ዜጋታት ከምትኸፍት ኣፍሊጣ።
Episodios anteriores
-
4964 - ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 መጋቢት 2024) Thu, 28 Mar 2024
-
4963 - ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 መጋቢት 2024) Thu, 28 Mar 2024
-
4962 - ኣብ ደቡብ ትግራይ ምስ ሓይልታት ኣምሓራ ግጭት ተኸሲቱ ከም ዝነበረ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) Thu, 28 Mar 2024
-
4961 - ኣብ ኣውስትራሊያ፡ በዓል ትንሳኤ ብኸመይ'ዩ ዝበዓል፧ Wed, 27 Mar 2024
-
4960 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 መጋቢት 2024) Wed, 27 Mar 2024
-
4959 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (26 መጋቢት 2024) Tue, 26 Mar 2024
-
4958 - “ዕዳ ማለት ናይ በረኻ ገበል ኣምጺእካ ወዲ ገዛኻ ክኸውን ከም ምፍታን’ዩ።” መሓረና ይከኣሎ Tue, 26 Mar 2024
-
4957 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2024) Mon, 25 Mar 2024
-
4956 - ዓመታዊ ስነስርዓት ኢፍጣር ብ ካውንስል ኤርትራዊያን ኣውስትራሊያዊያን ጀበርቲ። Mon, 25 Mar 2024
-
4955 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 መጋቢት 2024) Mon, 25 Mar 2024
-
4954 - ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ታየ ኣፅቀስላሰ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ክትውንን ማሕበረሰብ ዓለም ክግድፋ ሓቲቱ። (ጸብጻብ) Mon, 25 Mar 2024
-
4953 - MiniPod: Ep12 Future Plans| English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ መበል 12 ክፋል፡ መጻኢ መደባት| English on Repeat (Easy) Mon, 25 Mar 2024
-
4952 - ቢንያም ግርማይ ኣብ ኼንት ዌቨለኸም 7ይ ወጺኡ፣ ኣብ ግጥማት ኣፍሪቃ ኢትዮጵያ ብ9 ወርቂ 8ይ ኤርትራ ኸኣ ብ7 ወርቂ መበል 11 ወዲኤን፣ Mon, 25 Mar 2024
-
4951 - The importance of understanding cultural diversity among Indigenous peoples - ኣገዳስነት ምርዳእ ኣብ መንጎ ደቀባት ዘሎ ብዙሕነት፡ Thu, 21 Mar 2024
-
4950 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 መጋቢት 2024) Thu, 21 Mar 2024
-
4949 - ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 መጋቢት 2024) Thu, 21 Mar 2024
-
4948 - ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ንኤርትራ ናይ15 ሚልዮን ዶላር ሓገዝ ሓንጺጹ። (ካልእ ጸብጻብን) Thu, 21 Mar 2024
-
4947 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (20 መጋቢት 2024) Wed, 20 Mar 2024
-
4946 - ምርዳእ ብዛዕባ ጥፈሻ (bankruptcy): መን’ዩ ዝግብኦ፡ ትርጉሙ’ኸ እንታይ እዩ፧ Tue, 19 Mar 2024
-
4945 - "ኣብ ቢዝነስ ንወዲ ሰብ ክልተ ነገር’የን ዝሃስዮኦ፡ ፍርሂ ወይ'ውን ድፍረት” መሓረና ይከኣሎ Tue, 19 Mar 2024
-
4944 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 መጋቢት 2024) Tue, 19 Mar 2024
-
4943 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 መጋቢት 2024) Mon, 18 Mar 2024
-
4942 - ክልተ ኤርትራውያን ኣብ መስመር ኬንያ-ዩጋንዳ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ህይወቶም ሓሊፉ Mon, 18 Mar 2024
-
4941 - ሊቨርፑል ካብ ኤፍኤ ካፕ ብማንቸስተር ዩናይትድ ተገሊፋ፣ ኤርትራ ኣብ ግጥማት ኣፍሪቃ 6 ወርቂ ዝርከቦም 13 መዳልያታት ዓቲራ፣ Mon, 18 Mar 2024
-
4940 - MiniPod: Ep11 Going To A Party | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ መበል 11 ክፋል፡ ናብ ድግስ (መደብ ምዝንጋዕ/ፓርቲ) ምኻድ | English on Repeat (Easy) Mon, 18 Mar 2024
-
4939 - ኣብ ምእላይ ዓበይቲ ዝሰርሑ ሰባት ደሞዝ ተወሲኾም Sun, 17 Mar 2024
-
4938 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 መጋቢት 2024) Thu, 14 Mar 2024
-
4937 - ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፡ ሜጀር ጀነራል ሑመድ መሓመድ ካሪካሬ ዓሪፉ። Thu, 14 Mar 2024
-
4936 - ምውራድ መራሒ'ታ ካሪብያናዊት ሃገር ዘኸተለ ፍኑው ናዕቢ ሀይቲ፡ Thu, 14 Mar 2024
-
4935 - "ፖለቲካዊ ንቕሓት ከይዓበየ፡ እታ ንደልያ ኤርትራ ኣይክትመጽእን'ያ፡ ነዚ ኢና ክንሰርሕ" መርሃዊ ወልደሚካኤል ግ/መራሒ ሃገራዊ ሰልፊ Wed, 13 Mar 2024
-
4934 - "ቀጥታ ኣፍደገ ባሕሪ ምርካብ ን ኢትዮጵያ ናይ ርግኣትን ሃገራዊ ድሕነትን ሕቶ እዩ።"ሚ/ር ታየ፡ ሓጸርቲ ዜናታት SBS (13/03/2024) Wed, 13 Mar 2024
-
4933 - What are Ramadan and Eid and how are they celebrated in Australia? - ብዛዕባ ረመዳንን ዒድን እንታይ ትፈልጡ፧ ብዛዕባ ኣከባብራኦም'ከ፧ Tue, 12 Mar 2024
-
4932 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 መጋቢት 2024) Tue, 12 Mar 2024
-
4931 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 መጋቢት 2024) Mon, 11 Mar 2024
-
4930 - ማዕረ ምውጻእ ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ንኣርሴናል ጠቒሙ፣ ጸብጻባት ግጥማት ኣፍሪካ 2023 Mon, 11 Mar 2024
-
4929 - "ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ስራዊተይ ብሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መጥቃዕቲ ፈጺሙ ኣይፈልጥን" - ኢታማዦር ሹም ኢትዮጵያ Mon, 11 Mar 2024
-
4928 - MiniPod: Ep10 Eating Out | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 10ይ ክፋል፡ ኣብ ደገ ከይድካ/ኣብ ቤት መግቢ ምብላዕ | English on Repeat (Easy) Mon, 11 Mar 2024
-
4927 - ንኣደ ሰለስተ ቆልዑ ሰማንታ መርፊ ዝቐተላ መንእሰይ ስሙ ተገሊጹ Sun, 10 Mar 2024
-
4926 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2024) Thu, 07 Mar 2024
-
4925 - “ከምዚ ኣብዚ ዝሰርሖ ዘለኹ ኣብ ዓድና ከይደ ክሰርሕ’የ ዝምነ።” ዛህራ ዓሊ ዓብዱራሕማን Thu, 07 Mar 2024
-
4924 - "ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይስራሕ ኣሎ።" ኢትዮጵያ Thu, 07 Mar 2024
-
4923 - ረመዳን ክጅምር ሒደት መዓልትታት ይተርፎ ፡ ኣብ ቓዛ ውግእ ደው ንምባል ግዜ ግና እናተወደአ ይኸይድ ። Wed, 06 Mar 2024
-
4922 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (6 መጋቢት 2024) Wed, 06 Mar 2024
-
4921 - ምድላው ስራሕ ንምምልካትን ንምርካብን (ምንባር ኣብ ኣውትራሊያ) Tue, 05 Mar 2024
-
4920 - ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 መጋቢት 2024) Tue, 05 Mar 2024
-
4919 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 መጋቢት 2024) Mon, 04 Mar 2024
-
4918 - ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምስ መንግስቲ ፌደራል ዝነበሮ ክልተኣዊ መስርሕ ከም ዘቋረጾ ኣፍሊጡ። Mon, 04 Mar 2024
-
4917 - ማንቸስተር ደርቢ ብዓወት ሲቲ 3-1 ተዛዚሙ፣ ፖግባ ኣርባዕተ ዓመት ተፈሪድዎ፣ ሱቱሜ ከበደ ኣብ ቶክዮ ተዓዊታ፣ Mon, 04 Mar 2024
-
4916 - MiniPod: Ep9 Ordering Tea or Coffee | English on Repeat (Easy) - SBS ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝ 9ይ ክፋል፡ ምእዛዝ ቡንን ሻሂን | English on Repeat (Easy) Mon, 04 Mar 2024
-
4915 - ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቲ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ለካቲት 2024) Thu, 29 Feb 2024